ብትግርኛ ኸመይ ታይፕ እገብር?

ትግርኛ ፊደላት ብከምፕዩተር ንምግባር ንትግርኛ ድምፅታት ተቐራራቢ ብዝኾነ ናይ እንግሊዝኛ ፊደላት ብምድላይ ("phonetic" ብዝበሀል ናይ ቋንቋ አመለኻኽታ) ምጥቃም ይከአል። ዝኾነ ናይ ፊደል መደብ ብመጽዓን ንረኽቦ ሳድሳይ ናይ ትግርኛ ፊደል ወይ ሳድስ ዝኾነ ፊደል እዩ። ካልኦት ሆሄያት ንምርካብ ናይ እንግሊዝኛ አነባቢ ዝኾኑ ማለት "vowels" ብሐደ ብምጽዓን ፊደሉ ምቕያር ይከአል። ዝውክልዎም አናበብቲ፦ አ-e፣ ኡ-u፣ ኢ-i፣ አ-a፣ ኤ-ee ን ኦ-o።

ንምሳሌ፦ "ሰላማት" ታይፕ ንምግባር "selamat" ኢዩ።
ሀ/ ትግርኛ ካብእንግሊዝኛ ዝበዝሔ ብዙሕ ድምጺ ወይ ፊደል ስለዘለዎ ኩልሳዕ ዝውክሎ ቃል ኸይነብር ይኽእል። ንምሳሌ ብእንግሊዝኛ "ጸ" ታይፕ ንምግባር ዝቐረበ ፊደል "ሰ" እንተኾነኳ "s" ብጠዕሚ ናብ "ሰ" ስለዝቐርብ ንሱ ያርክብ። ግን እቱገጅፍ "S" እንተተጠቒምና ንደሊዮ ፊደል ማለት "ጸ" ንረክብ።
ንምሳሌ፦ "SbuQ" - "ጽቡቕ" ይኸውል።
ለ/ ብዑ ህጊ ድማ "Q" "ቕ" ን ይውክል። አብዝዩ ንርድኦ ንግምቶ ናይ ትግርኛ ፊደል ብንዕሽቶ እንግልዝኛ ፊደል ምውካል ተዘይተኻኢሉ፣ ዓቢይ እንግሊዝኛ ፊደል ምንጥቃም ይረድ። ንሱ ተዘይኮነ ክልቲኡ ብምድጋም ፊደሉ ምትሕሐዝ ይከአል። ብሕልፊ ምድግጋሙ ዝረድእ ተደጋጋሚ ሆሄያት ዘለዎም ከም "ሀ" ን "ሰ" እዩ።
ንምሳሌ፦"sselamat" - "ሠላማት" ይኽውን።
 "aarbi" - "ዓርቢ" ይኸውን።
ሐ/ ፍሉይ ዝኮነ ፊደል ማለት ሏ፣ ሟ፣ ኋ ንምርካብ ክልተ ዘዴ ምጥቃም ይከአል። ውጽኢቱ ግን ሐደ ኢዩ።
ንምሳሌ፦ "mWa" ንምርካብ "mwwa" ምውቃዕ ወይ ከዓ "ሟ" ኢዩ።
መ/ አብ መጨረሽታ ክናርድኦ ንደሊ ናይ አጥቃሲ ' (apostrophe) ጥቕሚ ኢዩ። ናይ ሐደሐደ ቃላት አወቓቅራ ሳድስ ዀይኑ ብአናባቢ ኽቕጽል ናይ አጠቃሲ ምልክቱ ምጥቃም ይከአል። ንምሳሌ "ገብርኤል" ክንብል ካብ "ር" ብድሕሪት "ኤ" ስለንጥቀም "gebr'El" ማለት አለና አጣቓሲኡ ተዘይንጥቀም ግን "ር" ናብ "ረ" ይቕየር። (ገጅፍ "E" ድማ "ኤ" ንምርካብ አቋራጹ ዘዴ ኢዩ።)
ንምሳሌ፦"wag'u" - "ዋግኡ" ይኸውን።
 "T'uum" - "ጥዑም" ይኽውን።
  አጣቃሲኡ ንቁጽርታት እውን ኸምኡ ንጥቀም።
ንምሳሌ፦'1 - ፩ ይኸውን።
 '2 - ፪ ይኸውን።
  ኸምኡውን አጣቃሲኡ ክልተ ጊዜ ቢምውቓዕ ምልክቱ ንርእሱ ምርካብ ይከአል። እዝዩ ህጊ ንመብዛሕትኦም ምልክታት ይጠቅም።
ንምሳሌ፦","ንምጀመርታ ጊዜ "፣" ይኸንውን።
  ብካልአይ ጊዜ "፥" ንርዕሱ ይኸውን።
  ብሳልአይ ጊዜ "," ንርዕሱ ይኸውን።
 ":"ብመጀመርታ ጊዜ "፡" ይኸውን።
  ብካልአይ ጊዜ አርባዕተ ነጥቢ ይኸውን።

ንይስሐቅ ተድላ ምስጋናና ነቕርብ።


Unshifted

`  
1  
2  
3  
4  
5  
6  
7  
8  
9  
0  
-  
=  
Bksp  
Tab  
q
w
e እዕዐ
r
t
y
u ኡዑ
i ኢዒ
o ኦዖ
p
[  
]  
\  
Caps  
a አዓ
s ስሥ
d
f
g
h ህኅ
j
k
l
;
'  
Enter  
Shift  
z
x
c
v
b
n
m
, ፣፥
.  
/  
Shift  
Ctrl  
Alt  
   
Alt  
Ctrl  

With Shift

~  
!  
@  
#  
$  
%  
^  
&  
*  
(  
)  
_
+  
Bksp  
Tab  
Q
W
E ኤዔ
R
T
Y
U ኡዑ
I ኢዒ
O ኦዖ
P
{  
}  
|  
Caps  
A ኣዓ
S ጽፅ
D
F
G
H
J
K
L
: ፡ ።
"  
Enter  
Shift  
Z
X
C
V
B
N
M
< < «
> > »
?  
Shift  
Ctrl  
Alt  
 
Alt  
Ctrl  


SERA-EZ Fidel

ሰድረ ቤት ግዕዝ ካዕብ ሣልስ ራብዕ ኃምስ ሳድስ ሳብዕ ዘመደ-
ግዕዝ
ዘመደ-
ካዕብ
ዘመደ-
ሣልስ
ዘመደ-
ራብዕ
ዘመደ-
ኃምስ
ሆይ
he

hu

hi

ha

hee

h

ho
     
ላዊ
le

lu

li

la

lee

l

lo
   
lwwa
lWa
 
ሐውት
He

Hu

Hi

Ha

Hee

H

Ho
   
Hwwa
HWa
 
ማይ
me

mu

mi

ma

mee

m

mo
   
mwwa
mWa
 
ሠውት
sse

ssu

ssi

ssa

ssee

ss

sso
   
ssWa
 
ርእስ
re

ru

ri

ra

ree

r

ro
   
rwwa
rWa
 
ሳት
se

su

si

sa

see

s

so
   
swwa
sWa
 
ሻ-ሳት
xe

xu

xi

xa

xee

x

xo
   
twwa
tWa
 
ቃፍ
qe

qu

qi

qa

qee

q

qo

qwwe
qWe

qwwi
qWi

qwwu
qWu

qwwa
qWa

qwwee
qWee
ቐ-ቃፍ
Qe

Qu

Qi

Qa

Qee

Q

Qo

Qwwe
QWe

Qwwi
QWi

Qwwu
QWu

Qwwa
QWa

Qwwee
QWee
ቤት
be

bu

bi

ba

bee

b

bo
   
bwwa
bWa
 
ቬ-ቤት
ve

vu

vi

va

vee

v

vo
   
vwwa
vWa
 
ታው
te

tu

ti

ta

tee

t

to
   
twwa
tWa
 
ቻ-ታው
ce

cu

ci

ca

cee

c

co
   
cwwa
cWa
 
ኀርም
hhe

hhu

hhi

hha

hhee

hh

hho

hwwe
hWe

hwwi
hWi

hwwu
hWu

hwwa
hWa

hwwee
hWee
ነሐስ
ne

nu

ni

na

nee

n

no
   
nwwa
nWa
 
ኛ-ነሐስ
Ne

Nu

Ni

Na

Nee

N

No
   
Nwwa
NWa
 
አልፍ
A

u

i

a

E

e

o

eW
    
ካፍ
ke

ku

ki

ka

kee

k

ko

kwwe
kWe

kwwi
kWi

kwwu
kWu

kwwa
kWa

kwwee
kWee
ኻ-ካፍ
Ke

Ku

Ki

Ka

Kee

K

Ko

Kwwe
KWe

Kwwi
KWi

Kwwu
KWu

Kwwa
KWa

Kwwee
KWee
ወዌ
we

wu

wi

wa

wee

w

wo
     
ዐይን
ea

uu

ii

aa

EE

ee

oo
     
ዘይ
ze

zu

zi

za

zee

z

zo
   
zwwa
zWa
 
ዠ-ዘይ
Ze

Zu

Zi

Za

Zee

Z

Zo
   
Zwwa
ZWa
 
የመነ
ye

yu

yi

ya

yee

y

yo
     
ድንት
de

du

di

da

dee

d

do
   
dwwa
dWa
 
ዽ-ድንት
De

Du

Di

Da

Dee

D

Do
   
Dwwa
DWa
 
ጅ-ድንት
je

ju

ji

ja

jee

j

jo
   
jwwa
jWa
 
ገምል
ge

gu

gi

ga

gee

g

go

gwwe
gWe

gwwi
gWi

gwwu
gWu

gwwa
gWa

gwwee
gWee
ጘ-ገምል
Ge

Gu

Gi

Ga

Gee

G

Go
     
ጠይት
Te

Tu

Ti

Ta

Tee

T

To
   
Twwa
TWa
 
ጨ-ጠይት
Ce

Cu

Ci

Ca

Cee

C

Co
   
Cwwa
CWa
 
ጰይት
Pe

Pu

Pi

Pa

Pee

P

Po
   
Pwwa
PWa
 
ጸደይ
Se

Su

Si

Sa

See

S

So
   
Swwa
SWa
 
ፀጳ
SSe

SSu

SSi

SSa

SSee

SS

SSo
     
አፍ
fe

fu

fi

fa

fee

f

fo
   
fwwa
fWa
 
ፕሳ
pe

pu

pi

pa

pee

p

po
   
pwwa
pWa
 
 
 
:

::

,

;

,,
-:

:-

??

:|:
**
  '

' '
,

,,,
;
; ;

'1

'2

'3

'4

'5

'6

'7

'8

'9
 

'10

'20

'30

'40

'50

'60

'70

'80

'90

'100
፲፻
'1000

'10000