ትግርኛ ፊደላት ብከምፕዩተር ንምግባር ንትግርኛ ድምፅታት ተቐራራቢ ብዝኾነ ናይ እንግሊዝኛ ፊደላት ብምድላይ ("phonetic" ብዝበሀል ናይ ቋንቋ አመለኻኽታ) ምጥቃም ይከአል። ዝኾነ ናይ ፊደል መደብ ብመጽዓን ንረኽቦ ሳድሳይ ናይ ትግርኛ ፊደል ወይ ሳድስ ዝኾነ ፊደል እዩ። ካልኦት ሆሄያት ንምርካብ ናይ እንግሊዝኛ አነባቢ ዝኾኑ ማለት "vowels" ብሐደ ብምጽዓን ፊደሉ ምቕያር ይከአል። ዝውክልዎም አናበብቲ፦ አ-e፡ ኡ-u፡ ኢ-i፡ ኣ-a፡ ኤ-ee ን ኦ-o።
| ሀ/ | ትግርኛ ካብእንግሊዝኛ ዝበዝሔ ብዙሕ ድምጺ ወይ ፊደል ስለዘለዎ ኩልሳዕ ዝውክሎ ቃል ኸይነብር ይኽእል። ንምሳሌ ብእንግሊዝኛ "ጸ" ታይፕ ንምግባር ዝቐረበ ፊደል "ሰ" እንተኾነኳ "s" ብጠዕሚ ናብ "ሰ" ስለዝቐርብ ንሱ ያርክብ። ግን እቱገጅፍ "S" እንተተጠቒምና ንደሊዮ ፊደል ማለት "ጸ" ንረክብ። |
| ለ/ | ብዑ ህጊ ድማ "Q" "ቕ" ን ይውክል። ኣብዝዩ ንርድኦ ንግምቶ ናይ ትግርኛ ፊደል ብንዕሽቶ እንግልዝኛ ፊደል ምውካል ተዘይተኻኢሉ፡ ዓቢይ እንግሊዝኛ ፊደል ምንጥቃም ይረድ። ንሱ ተዘይኮነ ክልቲኡ ብምድጋም ፊደሉ ምትሕሐዝ ይከኣል። ብሕልፊ ምድግጋሙ ዝረድእ ተደጋጋሚ ሆሄያት ዘለዎም ከም "ሀ" ን "ሰ" እዩ። |
| ንምሳሌ፦ | "sselamat" | - "ሠላማት" ይኽውን። |
| "aarbi" | - "ዓርቢ" ይኸውን። |
| ሐ/ | ፍሉይ ዝኮነ ፊደል ማለት ሏ፡ ሟ፡ ኋ ንምርካብ ክልተ ዘዴ ምጥቃም ይከኣል። ውጽኢቱ ግን ሐደ ኢዩ። |
| መ/ | አብ መጨረሽታ ክናርድኦ ንደሊ ናይ አጥቃሲ ' (apostrophe) ጥቕሚ ኢዩ። ናይ ሐደሐደ ቃላት አወቓቅራ ሳድስ ዀይኑ ብአናባቢ ኽቕጽል ናይ አጠቃሲ ምልክቱ ምጥቃም ይከአል። ንምሳሌ "ገብርኤል" ክንብል ካብ "ር" ብድሕሪት "ኤ" ስለንጥቀም "gebr'El" ማለት አለና አጣቓሲኡ ተዘይንጥቀም ግን "ር" ናብ "ረ" ይቕየር። (ገጅፍ "E" ድማ "ኤ" ንምርካብ አቋራጹ ዘዴ ኢዩ።) |
| ንምሳሌ፦ | "wag'u" | - "ዋግኡ" ይኸውን። |
| "T'uum" | - "ጥዑም" ይኽውን። |
| አጣቃሲኡ ንቁጽርታት እውን ኸምኡ ንጥቀም። |
| ንምሳሌ፦ | '1 - ፩ ይኸውን። |
| '2 - ፪ ይኸውን። |
| ኸምኡውን አጣቃሲኡ ክልተ ጊዜ ቢምውቓዕ ምልክቱ ንርእሱ ምርካብ ይከአል። እዝዩ ህጊ ንመብዛሕትኦም ምልክታት ይጠቅም። |
| ንምሳሌ፦ | "," | ንምጀመርታ ጊዜ "፣" ይኸንውን። |
| ብካልአይ ጊዜ "፥" ንርዕሱ ይኸውን። | ||
| ብሳልአይ ጊዜ "," ንርዕሱ ይኸውን። | ||
| ":" | ብመጀመርታ ጊዜ "፡" ይኸውን። | |
| ብካልአይ ጊዜ አርባዕተ ነጥቢ ይኸውን። |
ንይስሐቅ ተድላ ምስጋናና ነቕርብ።
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
|
|
|
|
|
|||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||||
| ሰድረ ቤት | ግዕዝ | ካዕብ | ሣልስ | ራብዕ | ኃምስ | ሳድስ | ሳብዕ | ዘመደ- ግዕዝ |
ዘመደ- ካዕብ |
ዘመደ- ሣልስ |
ዘመደ- ራብዕ |
ዘመደ- ኃምስ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ሆይ | ሀ he | ሁ hu | ሂ hi | ሃ ha | ሄ hee | ህ h | ሆ ho |
|||||
| ላዊ | ለ le | ሉ lu | ሊ li | ላ la | ሌ lee | ል l | ሎ lo |
ሏ lwwa lWa | ||||
| ሐውት | ሐ He | ሑ Hu | ሒ Hi | ሓ Ha | ሔ Hee | ሕ H | ሖ Ho |
ሗ Hwwa HWa | ||||
| ማይ | መ me | ሙ mu | ሚ mi | ማ ma | ሜ mee | ም m | ሞ mo |
ሟ mwwa mWa | ||||
| ሠውት | ሠ sse | ሡ ssu | ሢ ssi | ሣ ssa | ሤ ssee | ሥ ss | ሦ sso |
ሧ ssWa | ||||
| ርእስ | ረ re | ሩ ru | ሪ ri | ራ ra | ሬ ree | ር r | ሮ ro |
ሯ rwwa rWa | ||||
| ሳት | ሰ se | ሱ su | ሲ si | ሳ sa | ሴ see | ስ s | ሶ so |
ሷ swwa sWa | ||||
| ሻ-ሳት | ሸ xe | ሹ xu | ሺ xi | ሻ xa | ሼ xee | ሽ x | ሾ xo |
ቷ twwa tWa | ||||
| ቃፍ | ቀ qe | ቁ qu | ቂ qi | ቃ qa | ቄ qee | ቅ q | ቆ qo |
ቈ qwwe qWe | ቊ qwwi qWi | ቍ qwwu qWu | ቋ qwwa qWa | ቌ qwwee qWee |
| ቐ-ቃፍ | ቐ Qe | ቑ Qu | ቒ Qi | ቓ Qa | ቔ Qee | ቕ Q | ቖ Qo |
ቘ Qwwe QWe | ቚ Qwwi QWi | ቝ Qwwu QWu | ቛ Qwwa QWa | ቜ Qwwee QWee |
| ቤት | በ be | ቡ bu | ቢ bi | ባ ba | ቤ bee | ብ b | ቦ bo |
ቧ bwwa bWa | ||||
| ቬ-ቤት | ቨ ve | ቩ vu | ቪ vi | ቫ va | ቬ vee | ቭ v | ቮ vo |
ቯ vwwa vWa | ||||
| ታው | ተ te | ቱ tu | ቲ ti | ታ ta | ቴ tee | ት t | ቶ to |
ቷ twwa tWa | ||||
| ቻ-ታው | ቸ ce | ቹ cu | ቺ ci | ቻ ca | ቼ cee | ች c | ቾ co |
ቿ cwwa cWa | ||||
| ኀርም | ኀ hhe | ኁ hhu | ኂ hhi | ኃ hha | ኄ hhee | ኅ hh | ኆ hho |
ኈ hwwe hWe | ኊ hwwi hWi | ኍ hwwu hWu | ኋ hwwa hWa | ኌ hwwee hWee |
| ነሐስ | ነ ne | ኑ nu | ኒ ni | ና na | ኔ nee | ን n | ኖ no |
ኗ nwwa nWa | ||||
| ኛ-ነሐስ | ኘ Ne | ኙ Nu | ኚ Ni | ኛ Na | ኜ Nee | ኝ N | ኞ No |
ኟ Nwwa NWa | ||||
| አልፍ | አ A | አ u | ኢ i | ኣ a | ኤ E | እ e | ኦ o |
ኧ eW | ||||
| ካፍ | ከ ke | ኩ ku | ኪ ki | ካ ka | ኬ kee | ክ k | ኮ ko |
ኰ kwwe kWe | ኲ kwwi kWi | ኵ kwwu kWu | ኳ kwwa kWa | ኴ kwwee kWee |
| ኻ-ካፍ | ኸ Ke | ኹ Ku | ኺ Ki | ኻ Ka | ኼ Kee | ኽ K | ኾ Ko |
ዀ Kwwe KWe | ዂ Kwwi KWi | ዅ Kwwu KWu | ዃ Kwwa KWa | ዄ Kwwee KWee |
| ወዌ | ወ we | ዉ wu | ዊ wi | ዋ wa | ዌ wee | ው w | ዎ wo |
|||||
| ዐይን | ዐ ea | ዑ uu | ዒ ii | ዓ aa | ዔ EE | ዕ ee | ዖ oo |
|||||
| ዘይ | ዘ ze | ዙ zu | ዚ zi | ዛ za | ዜ zee | ዝ z | ዞ zo |
ዟ zwwa zWa | ||||
| ዠ-ዘይ | ዠ Ze | ዡ Zu | ዢ Zi | ዣ Za | ዤ Zee | ዥ Z | ዦ Zo |
ዧ Zwwa ZWa | ||||
| የመነ | የ ye | ዩ yu | ዪ yi | ያ ya | ዬ yee | ይ y | ዮ yo |
|||||
| ድንት | ደ de | ዱ du | ዲ di | ዳ da | ዴ dee | ድ d | ዶ do |
ዷ dwwa dWa | ||||
| ዽ-ድንት | ዸ De | ዹ Du | ዺ Di | ዻ Da | ዼ Dee | ዽ D | ዾ Do |
ዿ Dwwa DWa | ||||
| ጅ-ድንት | ጀ je | ጁ ju | ጂ ji | ጃ ja | ጄ jee | ጅ j | ጆ jo |
ጇ jwwa jWa | ||||
| ገምል | ገ ge | ጉ gu | ጊ gi | ጋ ga | ጌ gee | ግ g | ጎ go |
ጐ gwwe gWe | ጒ gwwi gWi | ጕ gwwu gWu | ጓ gwwa gWa | ጔ gwwee gWee |
| ጘ-ገምል | ጘ Ge | ጙ Gu | ጚ Gi | ጛ Ga | ጜ Gee | ጝ G | ጞ Go |
|||||
| ጠይት | ጠ Te | ጡ Tu | ጢ Ti | ጣ Ta | ጤ Tee | ጥ T | ጦ To |
ጧ Twwa TWa | ||||
| ጨ-ጠይት | ጨ Ce | ጩ Cu | ጪ Ci | ጫ Ca | ጬ Cee | ጭ C | ጮ Co |
ጯ Cwwa CWa | ||||
| ጰይት | ጰ Pe | ጱ Pu | ጲ Pi | ጳ Pa | ጴ Pee | ጵ P | ጶ Po |
ጷ Pwwa PWa | ||||
| ጸደይ | ጸ Se | ጹ Su | ጺ Si | ጻ Sa | ጼ See | ጽ S | ጾ So |
ጿ Swwa SWa | ||||
| ፀጳ | ፀ SSe | ፁ SSu | ፂ SSi | ፃ SSa | ፄ SSee | ፅ SS | ፆ SSo |
|||||
| አፍ | ፈ fe | ፉ fu | ፊ fi | ፋ fa | ፌ fee | ፍ f | ፎ fo |
ፏ fwwa fWa | ||||
| ፕሳ | ፐ pe | ፑ pu | ፒ pi | ፓ pa | ፔ pee | ፕ p | ፖ po |
ፗ pwwa pWa | ||||
| ፡ : |
። :: |
፣ , |
፤ ; |
፥ ,, -: |
፦ :- |
፧ ?? |
፨ :|: ** |
' ' ' |
, ,,, |
; ; ; |
||
| ፩ '1 |
፪ '2 |
፫ '3 |
፬ '4 |
፭ '5 |
፮ '6 |
፯ '7 |
፰ '8 |
፱ '9 |
||||
| ፲ '10 |
፳ '20 |
፴ '30 |
፵ '40 |
፶ '50 |
፷ '60 |
፸ '70 |
፹ '80 |
፺ '90 |
፻ '100 |
፲፻ '1000 |
፼ '10000 |
|